መዝገበ-ቃላት-ንጽል ምርኢት

ናይ ዑቕባ ኣፓርታማ

ናይ ዑቕባ ኣፓርታማታት መከላኸሊ ኣፓርታማታት እዮም።
እቲ ኣድራሻ ስቱር እዩ።
ኣብኡ ጥራይ ኣንስቲ ይቕመጣ።
ኣብኡ ሰራሕተኛታት ሶሽያል እየን ዝሰርሓ።
ኣብ ሕቶታትን ሽግራትን ክሕግዛኺ ይኽእላ።