ኣንስቲ ዓመጽ እንተ ደኣ ተሞኪረን ናብ ቤት-ኣንስቲ ክኸዳ ይኽእላ። ኣብኡ ውሕስነት ኣለውን። እቲ ኣድራሻ ስቱር እዩ። ኣብኡ ጥራይ ኣንስቲ እየን ዝቕመጣ። ኣብኡ ጥራይ ኣንስቲ እየን ዝሰርሓ።
ዝያዳ ሓበሬታታት ኣብዚ...ክትረኽቢ።
« ተመለስ